ናጽነት ጸዓት ንኹሉ
RA‑Energy Association
እዚ ገጽ ትርጉም ማሕበረሰብ እዩ። ከተመሓይሾ እንተኽኢልካ፡ ገጽን ጽሑፍን ጠቒስካ ናብ contact@ra-energy.org ጽሐፍ።
RA‑Energy Association ብሕጊ ማሕበር ይምሓደር። በጃኻ ዓንቀጽ 1.1 (ቅርጽን ዝምልከቶ ሕግን)፡ ዓንቀጽ 1.2 (ስም)፡ ዓንቀጽ 1.3 (መንበርን ናይ ፖስታ ኣድራሻን)፡ ዓንቀጽ 1.4 (Board of Trustees) ከምኡ'ውን ዓንቀጽ 14.1 (ደረት ሓላፍነት) ኣንብብ።
ልዑላዊ ሰብ ነጥቢ ዳታ ኣይኮነን።