ናጽነት ጸዓት ንኹሉ
RA‑Energy Association
እዚ ገጽ ትርጉም ማሕበረሰብ እዩ። ከተመሓይሾ እንተኽኢልካ፡ ገጽን ጽሑፍን ጠቒስካ ናብ contact@ra-energy.org ጽሐፍ።
ወፈያታት ናብ Association ብሕጊ ማሕበር ይምሓደሩ። በጃኻ ዓንቀጽ 11.4 (እቲ ወፈያ፦ ብናጻ ዝምረጽ፡ ብገንዘብ፡ ብፍቓድ ዝግበር ስራሕ ወይ ብዓይነት ዝወሃብ ደገፍ፡ ምስ ደረታቱ) ከምኡ'ውን ዓንቀጽ 11.3 (ተቐባልነት ዘለዎም ገንዘባት) ኣንብብ።
ልዑላዊ ሰብ ነጥቢ ዳታ ኣይኮነን።